Closed
ኩባንያና መስፍን ኢንዳትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ / ዝተ/ዉ/ማ ኣብ ታሕቲ ንሰራሕተኛታቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ኮትን ሱሪን ብቕሉዕ ጨረታ አወዳዲሩ ኣስፊዩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ ዘርፊ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ መዓቀኒታት እትማልኡ ሕጋዊ ነጋዶ ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 18, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 18, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ