ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ኣፅቢ ካብ PSNP-5 ሰፍትኔት ብዝተረከበ ባጀት ንፅሕፈት መሳርሒ ኢንዳስተርያል ማተርያል ስፔር መቀያየሪ ኣቁሑት ሞ/ሳይክልን ውፅኢት መዓድን ብፕሪፎርማ /Shoping/ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 2, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 2, 2016 5:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ጨረታ ቦንድ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሎት ዝተፈላለየ እዩ።
ዝወፀሉ መዓልቲ

መስርያ ቤታችን ከዚህ ደብዳቤ ጋር ኣባሪ በተደረገው ሰንጠረዥ ውስጥ የተጠቀሰው ል/ሴፍትኔት _ በጀት ለእርሻና ገጠር ልማት ፅ/ቤት ኬሻ ጭረት ለመግዛት ስለሚፈልግ የመወዳደርያ ሃሳብ እንድታቀርቡ ይጋብዛል፤መስርያ ቤታችን ግዥው የሚፈፅመው ብጥራትም ሆነ በዋጋ ብቁ መሆናቸው ኣረጋግጦ የመረጣቸው ሲሆን ፤ከሚፈለጉት መካከል ለከፊሎች ብቻ ዋጋ መስጠት ተቀባይነት ላያገኝ ይችላል፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 1, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 1, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

Save the Childern Tigray area office (TAO) invites all eligible suppliers to bid for the supply of Seeds, Vegetable seeds , Seeding ,Farm Tool and Motor Pumps

ዝዕፀወሉ መዓልቲ Monday 15th, April 2024 10:00 am (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንMonday 15th, April 2024 10:30 am
ቦታMekelle
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019