ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዋርድያታት ካፖርት ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 17, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 17, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣብ 2016 በጀት ዓመት ዝተዘርዘሩ ንኣገልግሎት እቲ ቤት መዘጋጃ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬትን: ኣቅሑት ሕትመትን: ናይ ገንዘብ መትሓዚ ካዝና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 21, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 21, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15000 ቅርሺ : ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት 5000 ቅርሺ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 8000 ቅርሺ : ኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ: ኣቅሑት ሕትመትን 5000 ቅርሺ: ናይ ገንዘብ መትሓዚ ካዝና 3000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ ኣብ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ን1ይ ግዜ ከተማና ሊዝ ጨረታ ካብ ዝጅምር ድማ ን4ይ ግዜ ሊዝ ጨረታ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 25, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 25, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20%
ናይ ደኩመንት ዋጋ600.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ መደብ

ዋጋ ሸርፊ

#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s