Closed
ዩናይትድ ስቲልን ሜታልን ኢንዱስትሪ ሓላ/ዝተ/ው ማሕበር ኣብ ላጪ . ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ውሽጢ ንዘሎ ናይ ሰራሕተኛ ክበብ፡ -መስርሒ ገዛ፣ መብራህቲ ማይ፣ ወናብር፡ መብሰሊ ኣቑሑት ፍሪጅን ካልኦት መሰረታዊ ናውቲ ክሽነን ብነፃ ብምቕራብ ምግብን ካልኦት ቀረብ ግልጋሎትን ተመጣጠኒ ብዝኾነ ዋጋን ብዕሬትን ከቕርቡ ዝኸእሉ ትካላት ብጨረታ ብምዕዳም ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 9, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 9, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ