ትካል ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮዽያ ነቶም ዝሕግዞም ህፃናት ዝኸውን ኣብ ታሕቲ ዝተገለፁ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ እቶም ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሱ ረቋሒታት ዝተማልኡ ሕጋዉያን ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10' ናይ ስራሕ መዓልትታት ናይ ዋጋ መምልኢ ፎርሚ ካብቲ ት ብምዉሳድ ዋጋ መሊእኹም ብሰም ብዝተአሸገ ኢንቨሎፕ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት እፕሬሽን ሬስ ኢትዮዽያ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ንክትገብሩ ክንገልፅ ንፈቱ ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 4, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ