ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓ/ዓዲ 2017 ዓ/ም ንኣጠቓላሊ እቲ ዓመት ስራሕ መካየዲ ግልግሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ማይ ትቦን መገጣጠምን ፣ ናይ ኤለክትሪክ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 5, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 5, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓ/ዓዲ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ