ተዓፅዩ

መባእታዊ ሆስፒታል ዶሃን ንአገልጋሎት እቲ ቤት ዕዩ ዝዉዕል ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒ ፅሕፈትን :መሳርሒ ህትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 23, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 23, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሮብ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኣቅሑት ፅሬት 1000 : መሳርሒ ፅሕፈትን 1500 ቅርሺ : ንመሳርሒ ፅሬት 1500: መሳርሒ ሕትመትን 1500
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኤሌክትሮኒክስ : ንፈልሺ ጣብያ ግልጋሎት ዝዉዕል ፖሊተን ትዩብ : ፕላስቲክ ትዩብ ብልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 16, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ፖሊተን ትዩብ : ፕላስቲክ ትዩብ ነንሕድሕዶም 3000 ቅርሺ : ንመለዋወጢ ኣቀሑት መከና ድማ 10000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

የመቀሌ ከተማ ዕቅድና ፋይናንስ ፅህፈት ቤት የድህንነት መጠብቂያ መሰሪያዎች እና የእጅ መሳሪያ እቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳደሮ መግዛት ይፈልጋል

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥር 12, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥር 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋየድህንነት መጠብቂያ መሰሪያዎች ብር 150000 የእጅ መሳሪያ እቃዎች 50000
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

Mekelle University Invites Eligible Bidders for the Procurement of Building Materials

ዝዕፀወሉ መዓልቲ Saturday 18th, January 2025 2:00 pm (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንnot stated
ቦታMekelle
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ዛላአንበሳ ኣብ ከተማ ዓዲግራትን ከተማ ፋዕን ንዝርከባ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታትን ዘፈራትን ን2017 በጀት ዓመት ንዝተፈላለየ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ናይ ቢሮ ኣቑሑት(ፈርኒቸር) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 30, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (-0.08)162.53 (-0.08)
179.85 (-0.68)181.64 (-0.69)
24 (0)24.36 (-0.1)
9.65 (-0.02)9.75 (-0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2019