ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንዘፈር ቁጠባ ልምዓት ብናይ SLM በጀት ንኮንስትራክሽን ህንፀት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ