ተዓፅዩ

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ ካብ ገባሪ ሰናይ ትካል CRS ብዝተረኸበ ሓገዝ ኣብ ወረዳ ስሓርቲ ጣብያ ዓዲ ሽሻይ ቁሸት ዓዲ ህፃን ዝርከብ ዓዲ ህፃን 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ሓዱሽቲ መምሀሪ ክፍልታትን ሽንት ቤትን መሕፀቢ ኢድን ንምስራሕ ፥ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ኩሓ ዝርከብ ታሕታይ እግሪ ሓሪባ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ከምኡ እዉን ኣብ ክ/ከ ዓዲ ሓቂ ዝርከብ ማይ ወይኒ ቤት ት/ቲ ፅገና መምሀሪ ክፍልታት ሽንት ቤትን መሕፀቢ ኢድን፥ ) ኣብ ከተማ ዓዲ ጉዶም ዝርከብ ሐዋፁ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዕገና መምሀሪ ክፍልታት ሽንት ቤትን መሕፀቢ ኢድን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከፀግንን ከስርሕን ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 5, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 6, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕል ናውቲ ስፖርት (ኲዕሶ) ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 13, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 14, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

Ministry of Revenue Mekelle Branch Office፡ Procurement of Uniform Items for Customs Commission of Mekelle Branch Office/2018 E.c

ዝዕፀወሉ መዓልቲ Sunday 11th, January 2026 10:00 am (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንSunday 11th, January 2026 10:30 am
ቦታMekelle
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ90,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
179.77 (0.69)181.57 (0.7)
24 (0)24.44 (0.04)
9.64 (-0.03)9.74 (-0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2019