Closed
ቤት ፅሕፈትና ከተማ ልምዓት ክ/ከተማ ቐ /ወያነ ኣብ ክ /ከተማ ቐ /ወያነ ናይ ቆርቆሮ ሼድ ስራሕቲ ንምስራሕ ናይ ማተርያል : ጉልበትን ማሽነርን ብጠቅላላ ከጫርት ይደሊ:: ስለዚ ኣብዚ ስራሕ ክትሳተፉ ትድሊዩ ደረጃ 10ተ ዓሰርተ ደቀቅቲ ደ.ኣ.ን.ት ናይ ህንፃ ጠቕላላ ኮንስትራክሽን ተኾናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም:: ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግብኦም ረቆሒታት::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 1, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ