ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 12, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 12, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ዓ/ዓዲ ሆስፒታል ካብዚ ዝተጠቐሰ መድሓኒት ናዉቲ ሕክምና ብዉሱን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2008 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት መሳርሒ ፅሕፈት ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን፣ ፎቶ ካሜራ ፣ብቦጥ ማይ ናብ ጣብያ ምጉዕዓዝን፣ ዘርእን እንትኮኑ ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ከስርሕን የደሊ በዚመሰረት ቀፂሎም ዝግለፁ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ፋ ኢ ልምዓት ወረዳ ቆላ ተምቤን ግልፂጨረታ ኣብ ዘበነ 2008 ዓም ናይ ዝተፈላለዩ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ አብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደሊዩ ሕጋዉያን ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዘመናዊ ዳቨርሽን በዝሒ 1 : ቸክዳም ዳይበርሽን በዝሒ 1 : ናይ ኢድ ካዕቲ ማይ መስተ ፅሩይ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ቆላ ተምቤን ጣብያታት በዝሒ 18 ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ25,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.86 (-0.13)162.47 (-0.13)
180.02 (0.39)181.82 (0.39)
24 (0)24.27 (-0.02)
9.75 (0.02)9.85 (0.02)
1.02 (0.01)1.03 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2019
s