ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል አብ 2008 በጀት ዓመት ዝተበጀተልና መሰረት ብምግባር 3ይ ዕድጊት ንቲ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀወምቲ ንብረታት ከም ፈርኒቸር ፡ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒታት ፡ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ሃለቅቲ ናይ ፅሬት መሳርሒታትን ካልኦት አናእሽተይ መሳርሒታትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ15.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.69 (-0.17)162.30 (-0.17)
179.01 (-1.01)180.80 (-1.02)
24 (0)24.25 (-0.02)
9.67 (-0.08)9.77 (-0.08)
1.01 (-0.01)1.02 (-0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2019
s