Closed
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ማይጨዉ አብ 2009 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ናይ ህንፃ መሳርሒ ማለትዉን ማንፋክቸሪንግ ቴክኖሎጂ ኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂ ዋተር ቴክኖሎጂ አዉቶሞቲቭ ቴክኖሎጂ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኤለክትሪክ ቴክኖሎጂን መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 20, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 20, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታማይጨዉ
ዝወፀሉ መዓልቲ