Closed
ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ትግራይ ስሚንቶን ዘይትብልዒ ንዓፋር ድማ ስሚንቶ ዘጎዓዕዝ ሕጋዊ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም መጎዓዝቲ ( Transporter) ኣወዳዲሩ መስ ዝሰዓሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 21, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 21, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ