Closed
ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ. ዉ.ማሕበር ኣብ ዓፋር ክልል ዲቸቶ ከባቢ ሳሎል ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ናይ ነዳዲ መጠራቀሚ ዲፖ/Fuel Station Works/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ንምጭራት ድሌት ዘለኩም ደረጃ GC 4ተ ወይ BC 4ተ ን ልዕሊኡን ዝኮንኩምን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያ ንዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 11, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 11, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ200,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ