Closed
ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዝኽፈል ናይ መካይን መለዋወጢ ጎማን ካልኦት ንወንበር መኪና መሸፈኒ ዝውዕል ጨርቅን ናይ ህንፃ መሳርሒ ንብረት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 12, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 12, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢሉቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ