ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን እዞም ካብ ጥቅሚ ወፃኢ ዝኮኑ ንብረታት ንምውጋድ ክሸይጥ ስለዝደሊ ኣብ እዞም ንብረታት እዚኦም ኣብ ምዕዳግ ክትሳተፉ እትደልዩ ካብ ዕለት 9/11/2011 ክሳብ 21/11/2011 ኣብ ዘሎ ስራሕ መዓልታት ቢሮ ቁፅሪ 8ተ እናመፃኩም እቶ ንብረታት ብምርኣ ሰነድ ብምውሳድ ክትውዳደሩ ትክእሉ ምዃንኩም ብምሕባር እዚ ጨረታ ዝክፈትሉ ዕለት 22/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 እቲ ዘእተክምዎ ዋጋ ተከፊቱ ሰዓራይ ብምፍላይ ይሽየጥ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 22, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 22, 2011 8:31 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ለም ትራንስፖርት ንግድን ኣክስዩን ማህበር ዘገልገለ ከበድቲ ሃይቤድ ንእሹተይ ቪትዝ ተሽከርከርቲ ብግልፂ ንምሻጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 15, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 15, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ለም ትራንስፖርት ንግድን ኣክስዩን ማህበር ሐደሽቲ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ኣቅሑት ንምሻጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 15, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 15, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስ ንደ/ከ/ሰ/ርክብ ናይ በዓል ዲኣስፖራ ተጋሩ ልምዓት ኤግዝብሽን ዝተፈላለዩ ባነራት ሕትመት ብፕሮፎረማ ከህትም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 11, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 11, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (0.23)162.53 (0.23)
180.51 (1.5)182.31 (1.51)
24 (0)24.29 (0.04)
9.73 (0.06)9.83 (0.06)
1.02 (0.01)1.03 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2019
s