ትካልና ማይጨዉ ስራሕቲ ፓርቲክል ኃ/ ዝተ /ዉ /ኩባንያ አብ እ /መኮኒ 2 ሳይት ዉለማን ኣብ ብሎክ ኦፍላ ሳይት ግራብቁፅን ብዶዞርን ኤክስካቫተርን ተጠቂሙ ጊዚያዊ መንገዲ / Access Road/ ንምፅራግ ዝደለየ እንትከዉን ኩነታት ናይቲ መንገዲ በብሳይቱ ድማ ከም ዝስዕብ ንምግላፅ ተፈቲኑ ኣሎ ኣብ ብሎከ ኦፍላ ክስራሕ ዝተሓሰበ መንገዲ ኮረም 16 ኪ/ሜ ናብ ኣንፈት ደቡብ ምዕራብ ርሕቅ ዝርከቡ ኮይኑ እቲ ብዶዞር ዝፅረግ 5500 ሜትሮ ምኻኑን ብኤክስካቫተር ዝፅረግ ድማ 100 ሜትሮ ኮይኑ 2000 ሜትሮ ድማ ዝፅገን መንገዲ ኣለዎ ብተመሳሳሊዉን ኣብ ብሎክ እ/መኮኒ ዝስራሕ መንገዲ ድማ ካብ ከተማ ኮሮም ከባቢ 24ኪ/ሜ ናብ ኣንፈት ሰሜን ኮይኑ ካብ ኮሮም ናብ ማይ ማዕዶ ኣብ ዝወስድ መንገዲ ይርከብ ናይዚ ዝስራሕ መንገዲ ንዉሓቱ ድማ 6750 ኮይኑ ከባቢ 200 ሜትሮ ድማ ዝፅገን መንገዲ ኣለዎ ስለዚ ትካልና ጠቅላላ ኣብ ክልቲኡ ሳይት 12350 ሜትሮ መንገዲ ንምፅራግ ስለዝደለየ ካብ 305 ንላዕሊ ናይ ፈረስ ጉልበት ዘለዎ ዶዞር ማሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ ስለ ዝኮነ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ ትደልዩ ናይ ዶዞር ማሽንን ኤክስካቫተርን ኣካረይቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ን 10 ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ማይ ጨዉ ኣብ ዝርከብ ኩባንያና ወይ ድማ መቀለ ቀበሌ 16 ፎቶ ደስታ ፊት ለፊት ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ብምምፃእ ብብር 100.00 ጨረታ ሰነድ ምግዛእ ትክእሉ ምካነኩም ንገልፅ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 30, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 30, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ማይጨዉ ስራሕቲ ፓርቲክል ኃ/ ዝተ /ዉ /ኩባንያ አብ እ /መኮኒ 2 ሳይት ዉለማን ኣብ ብሎክ ኦፍላ ሳይት ግራብቁፅን ብዶዞርን ኤክስካቫተርን ተጠቂሙ ጊዚያዊ መንገዲ / Access Road/ ንምፅራግ ዝደለየ እንትከዉን ኩነታት ናይቲ መንገዲ በብሳይቱ ድማ ከም ዝስዕብ ንምግላፅ ተፈቲኑ ኣሎ ኣብ ብሎከ ኦፍላ ክስራሕ ዝተሓሰበ መንገዲ ኮረም 16 ኪ/ሜ ናብ ኣንፈት ደቡብ ምዕራብ ርሕቅ ዝርከቡ ኮይኑ እቲ ብዶዞር ዝፅረግ 5500 ሜትሮ ምኻኑን ብኤክስካቫተር ዝፅረግ ድማ 100 ሜትሮ ኮይኑ 2000 ሜትሮ ድማ ዝፅገን መንገዲ ኣለዎ ብተመሳሳሊዉን ኣብ ብሎክ እ/መኮኒ ዝስራሕ መንገዲ ድማ ካብ ከተማ ኮሮም ከባቢ 24ኪ/ሜ ናብ ኣንፈት ሰሜን ኮይኑ ካብ ኮሮም ናብ ማይ ማዕዶ ኣብ ዝወስድ መንገዲ ይርከብ ናይዚ ዝስራሕ መንገዲ ንዉሓቱ ድማ 6750 ኮይኑ ከባቢ 200 ሜትሮ ድማ ዝፅገን መንገዲ ኣለዎ ስለዚ ትካልና ጠቅላላ ኣብ ክልቲኡ ሳይት 12350 ሜትሮ መንገዲ ንምፅራግ ስለዝደለየ ካብ 305 ንላዕሊ ናይ ፈረስ ጉልበት ዘለዎ ዶዞር ማሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ ስለ ዝኮነ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ ትደልዩ ናይ ዶዞር ማሽንን ኤክስካቫተርን ኣካረይቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ን 10 ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ማይ ጨዉ ኣብ ዝርከብ ኩባንያና ወይ ድማ መቀለ ቀበሌ 16 ፎቶ ደስታ ፊት ለፊት ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ብምምፃእ ብብር 100.00 ጨረታ ሰነድ ምግዛእ ትክእሉ ምካነኩም ንገልፅ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (0.23)162.53 (0.23)
180.51 (1.5)182.31 (1.51)
24 (0)24.29 (0.04)
9.73 (0.06)9.83 (0.06)
1.02 (0.01)1.03 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2019
s