Closed
ኣብ ላጪ ሱር ኮንስትራክሽን ቢሮ ኣብ ዝስራሕ ዘሎ ህንፃ ፕሮጀክት ንሰራሕተኛታት ፅሬቱ ዝተሓለወ ምግቢ ክሰርሑ ዝክእሉ ብምግቢ ምድላዉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ሕጋዊያን ነጋዶ ኣጫሪቱ ብክንትራት ክፈራረም የደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 1, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 2, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ