ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ላሜራ ኣብ እንዳ ማሽን ዘለዎም ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ከዕፅፍ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 6, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ዝርከብ ከ/ስ/ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ኬዝ ቲም ምንቅናቅ ህዝብን ከባብያዊ ልምዓትን ክ/ከ/ሓድነት ካብ ዕለት 01/11/2010 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/03/2012 ኣብ ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ክግበር ስለ ዝደለየ ኣብ ትሐቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ዉልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 14, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ንምግዛእ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሮ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 7, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 7, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

የትግራይ ክልል ኤሌክትሪክ አገልግሎት አልባሳትና ጫማ በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታኅሣሥ 15, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታኅሣሥ 16, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ400.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.86 (-0.13)162.47 (-0.13)
180.02 (0.39)181.82 (0.39)
24 (0)24.27 (-0.02)
9.75 (0.02)9.85 (0.02)
1.02 (0.01)1.03 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2019
s