Closed
ማእኸል ቤት ህንፀት ራያ ኣላማጣ ናይ 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፈላለያ መኪና ጎማን ካልኦት ዝተፈላዩ ኣቅሑትን፣ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 7, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 7, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታራያ አላማጣ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ