ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ መስተ ማይ ፈሳስን ከተማ ዓ/ዓዲ ናብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ኣብ ጣንቃ ዝርከብ ማይ ቀያሕ ፍልፍል ዓይኒ ማይ ምጉልባት መስመር ማይ ዝርገሐ ገንኢ ዋርድያ መሐለዊ ገዛ ማይ መዐደሊ ናቁሓ ስራሕቲ ፅሩይ ዝስተ ማይ ብደረጃ 8 ደቂቕ ንግዲ ትካላት ብርኪ ፍቓድ ዘለዎም ተኻናተርቲ ኣጫሪቱ ብመሰረት ዲዛይንን ስራሕ ዝርዝር ከስርሕ የድሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 11, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 11, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ7,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ነቲ ኮሌጅ ከገልግሉ ዝክአሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 6, 2012 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነሐትም ንደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 28, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 28, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.86 (-0.13)162.47 (-0.13)
180.02 (0.39)181.82 (0.39)
24 (0)24.27 (-0.02)
9.75 (0.02)9.85 (0.02)
1.02 (0.01)1.03 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2019
s