Closed
ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ምምሕዳር ምዕባለ መንገዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣብ ኣላማጣ ፣ ባላ፣ ዓዲጉዶም ፣ ዶንጎላትን ብመሊስካ ምድሓን ካብ መንገዲ ፈንድ ብዝተረከበ በጀት ፅገና ንምክያድ ብብርኪ ፍቃድ ደረጃ RC7/GC7 ልዕሊኡን ዘሎዎም ተከናተርቲ ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 19, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 19, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ120,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ