ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን እዞም ካብ ጥቅሚ ወፃኢ ዝኮኑ ንብረታት ንምውጋድ ክሸይጥ ስለዝደሊ ኣብ እዞም ንብረታት እዚኦም ኣብ ምዕዳግ ክትሳተፉ እትደልዩ ካብ ዕለት 9/11/2011 ክሳብ 21/11/2011 ኣብ ዘሎ ስራሕ መዓልታት ቢሮ ቁፅሪ 8ተ እናመፃኩም እቶ ንብረታት ብምርኣ ሰነድ ብምውሳድ ክትውዳደሩ ትክእሉ ምዃንኩም ብምሕባር እዚ ጨረታ ዝክፈትሉ ዕለት 22/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 እቲ ዘእተክምዎ ዋጋ ተከፊቱ ሰዓራይ ብምፍላይ ይሽየጥ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 22, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ