ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ 2012 ዓ/ም በጀት ኣብ ወረዳ እምባ አለጀ ከተማ ዓዲ ሽሑ ንዓዲ ሽሑ መባእታዊ ሆስፒታል ዝተቃረፀ ህንፃ ፕሮጀክት BC 4/GC 5 ልዕሊኡን ኣብ ከተማ ዓድዋ ናይ ዓዶጎን 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝተቃረፀን ህንፃ ፕሮጀክት ብ BC 5/GC 6 ልዕሊኡን አብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ዝተቃረፀ ህንፃ ብደረጃ BC 6 /GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 1, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ