ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ንቲ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት፣ ኣቅሑት ፅሬት ንበጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ ጨረታ ሰዓራቲ ምስዝኾኑ ትካላት ውዕሊ ኣሲ ሩዕደጋ ከካይድ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 2, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 3, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሐመራ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ