ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጓዓዝያን ወረዳ 2ተ ኣዉላዕሎ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ስራሕቲ ህንፀትን ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ገረዓልታ ኣብ ጣብያ ዓላል ኤም ሲ ኤች 1 ህንፃ ከስርሕ ስለዝደለየ ን ደረጃ 8ተ አኣእሽተይ ንግዲ ትካላት ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ኮንስትራክሽን ሕብረት ሽርክና ዉልቀን ክልላዊ ሽፋን ክትጫረቱ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 5, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 5, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን ትራንስፖርትን ወረዳ 2ተ ኣዉላዕሎ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳር ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቕ ከተማ ኣጉላዕ ናይ ተመልከቲ መቀመጢ ክሰርሕ ስለዝደለየ ን ደረጃ 9ተ አኣእሽተይ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ኮንስትራክሽን ሕብረት ሽርክና ዉልቀን ክልላዊ ሽፋን ክትጫረቱ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 9, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 9, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ7,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን ትራንስፖርትን ወረዳ 2ተ ኣዉላዕሎ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳር ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቕ ከተማ ኣጉላዕ ዲሬኔጅ መስመር ከስርሕ ስለዝደለየ ን ደረጃ 9ተ አኣእሽተይ ንግዲ ትካላት RC-GC ፍቓድ ስራሕ ዘለዎም ኮንስትራክሽን ሕብረት ሽርክና ዉልቀን ክትጫረቱ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 10, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 10, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ8,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.03)162.61 (0.03)
180.40 (-0.31)182.20 (-0.31)
24 (0)24.36 (0.01)
9.75 (-0.05)9.84 (-0.06)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2019