ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንክፍለ ከተማና ንMYC ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ስፖርት ማተሪያል : ብኣርተፊሻል ሰዓሪ ኩዕሶ ሜዳ ምንፃፍ : ኤሌክትሮኒክስን ካልኦት ማተሪያል ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋሎት ሐደ ስፖርት ማተሪያል 30000 ብር : ንሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ 20000 ብር : አርተፊሻል ሰዓሪ ምንፃፍ 30000 ብር
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንእብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ 5000 ቅርሺ : ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 3000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.03)162.61 (0.03)
180.40 (-0.31)182.20 (-0.31)
24 (0)24.36 (0.01)
9.75 (-0.05)9.84 (-0.06)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2019