ንማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት (ኣቅሑት) ክትወዳድር ስለዝደለየት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 22, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 23, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 18, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎምን ናይ ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ናይ ጨረታ ሰነድ መዓደጊ ዋጋ ብር 20 ከፊሎም ዝወስዱ

3 ናይ ዝኣትዉ ዋጋ 2% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝዕደግሉ ካብ ዕለት 16/04/2012 ዓ/ም እስካብ 22/04/2012 ዓ/ም

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸግ ዕለት 22/04/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 22/04/2012 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይኸዉን

6 VAT ተመዝገብቲ ዝኾኑ

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ስፐስፊኬሽን እናደመፃእኩም ዉሰዱ

ጨረታ መደብ

s