ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ማይጨዉ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ድዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ማይጨዉ በዓል 4ተ ደብሪ ፕሮጀክት ደረጃ BC 5 GC 6 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ስራሕ ተካናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 400,000.00
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 18, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012 ስራሕ ፍቃድ ንግዲ ወረቀት ምስክር

2 ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፣ ናይ ስራሕ ተካናተርቲ ምዝገባ ካርድ ዘለዎ

3 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 960 ምሉእ ብሙሉእ ወዲኡ ዘረክብ         

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 400 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

5 መኸበሪ ጨረታ ብስፒኦ 400000.00 ብስም ቤት ፅሕፈትና ዘቅርብ

6 ሰነድ ጨረታ ክሳብ 18/05/2012ዓ/ም ሰዓት ምእታዉ ይካኣል

7 እቲ ጨረታ 18/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 77 00 61

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s