ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት መለዋወጢ ኣቅሑት ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 21, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ናይ 2012ዓ/ም መቕረባይነት ዘሐደሰ
2 ቲን ናምበር ዘለዎም
3 ፕሮፎርማ ዝፅፀወሉ ዕለት 20/04/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 10፡00 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 12 09