ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት በፐሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ሞዴል 78 L
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 17, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ፣ ቲን ቁፅሪን ዝተሓደሰ መቕረባይነት መስ ፕሮፎርማ ሰነድ ዓሺጎም ከቅርቡ ኣለዎም
2 እዚ ፐሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 15/04/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 17/04/2012ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3፡00 ምቅራብ ትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 17/04/2012ሰዓት 3፡30 ይክፈት
3 ተወዳደርቲ ትካላት ኣብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ክዕርፈሉ ኣለዎ
4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 99 22