ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ኮረም ከባቢ ሓሸንገ ዝርከብ መካነ ሓድጊ ስነ-ጥንቲ ምፍሳስ ባሕሪ መፅለሊ /ሼድ/ ከሰርሕ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 6, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 6, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዝኮነ መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 14/04/2012ዓም ጀሚሩ 30 ቅርሺ ብምክፋል ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 15000.00 ብስፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

4 እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 14/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 05/05/2012 ዓም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይዕፀዉ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77

ጨረታ መደብ