ኣብ ቢሮና ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢሪኡ ዘገልግል ናይ መኪና ጎማ ናይ መኪና ግንባር መስታወት ጨረታ ኣጫሪቱ ከእድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ካምዝስዕብ ይከዉን
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 15, 2012 4:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ታሕሳስ 13, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2012/ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ዘቕርብ
2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቕረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ
3ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 13/04/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/02/2012ዓ/ም ይከዉን
4 ፕሮፎርማ ዝረኣየሉ ዕለት 15/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይከዉን
5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 99 47 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል