ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን በዝተፈላለዩ ንብረታት ግዚኡ ዝሓለፎ ደረቅ ወንበር ስብርባር ጎማ መኪና ፕሪንተር ፣ ኮምፒተር ዝተፈለለዩ ዝኣረጉ መፃሕፍቲ ካልኦት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክንሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 20, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 20, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 11, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ሰነድ መግዝኢ ጨረታ ዘይምለስ 30 ከፊሎም ካብ ዕለት 08/04/2012ዓ/ም ክሳብ 20/04/2012ካብ ወረዳ ሓዉዜን ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምዉሳድ ይካኣል
2 ጨረታ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ 3000 ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
4 እቲ ጨረታ ዕለት 20/04/2012 ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ 8፡30 ይክፈት
ንተወሳ ሓበሬታ 03 46 67 00 78 /09 14 44 02 78