ቤት ት/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2012ዓ/ም ዘበን ት/ቲ ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2012 9:20 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 17, 2012 9:40 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃስ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ዘቕርቡ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም

4 ኣብ ቲኦቲ ወይ ቫት ምዝጉባት ኮይኖም ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቕርቡ

5 ሰነድ ጨረታ ብር 30 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ገንዛብ ተሓዚት ምዕዳግ ይካኣል

6 ንመኸበሪ ጨረታ ካብ ዘቕርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ እቲ ሲፒኦ ኣብ ዉሽጢ እቲ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ተዓሺጉ ይቐርብ

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ 07/04/2012ዓ/ም ክሳብ 16/04/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡20

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 16/04/2012 ሰዓት 9፡20 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 9፡40 ይክፈት

9 ሰዓራይ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ንብረት ክፍሊ የኣትዉ

10 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 01 38

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s