ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ኣብያተ ፅሕፈት ዝኸዉን ናይ ፅሬት ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 8, 2012 5:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ታሕሳስ 6, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 06/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 08/04/2012ዓ/ም ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 08/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰን መቕረባይነትን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

4 ቤት ፅ/ትና ነቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 42 40 51 23 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል

ጨረታ መደብ

s