ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ሕትመት ንምግዛእ ስለ ዝደለየ ዕድጊት ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 5, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 8, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 4, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 03 /04/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት07/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ፀኒሑ  08/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 15

ጨረታ መደብ

s