ቤት ፅሕፈት ወርልድ ቪዝን ኢ/ያ ክልል ሰሜን እዞም ዝስዕቡ ናይ ስራሕ ዘርፍታት ብቅዓት ዘሎዎም ኮንትራክተራት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክምልምል ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ መረዳእታኩም ሒዙኩም ብምቅራብ ክምዝገቡ ይዕድም በዚ መሰረት 1 ናይ ማይ ካዕቲ ፣ 2 ናይ ማይ ስራሕቲ፣ ደረጃ 5ተ ልዕሊኡን፣ 3 ስራሕቲ ህንፃ GC/BC ደረጃ 5 ልዕሊኡን ዝኮኑ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 10, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 10, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተጫረቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ
2 እዋን ምዝገባ ካብ 1/04/2012 ክሳብ 10/04/2012 ተጫሪቲ ኣድራሾኦምን ኢሜል ሒዞም ብምምፃእ ኣብ መወዳእታ ታክሲ ዓዲ ሓዉሲ ፍት ንፊት ዩኒሴፍ ኣብ ዝርከብ ቢሮ መፂኦም ንክምዝገቡ ይሕብር