ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ትግራይ ሰለስተ 03 ናይ ፊልድ መኪና ክራይ ካብ 12-15 መዓልታት ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት መፅናዕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 1, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ናይ ዘመነ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ መቕረባይነት ሰርተፊኬት

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 29/03/2012ክሳብ 01/04/2012ሰዓት 6፡ 00 ይፀንሕ

3 ፕሮፎርማ ዕለት 01/04/2012ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

ጨረታ መደብ