ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲጉዶም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፣ ኣንእሽተይ ኣቅሑት መሳርሒ፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቅሑት ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ፣ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 14, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሕዳር 29, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed

1 በቲ ዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎ ፣ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስን ወርሓዊ ሒሳብ ዘወዳደርሉ መረዳእታ

3 መኸበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ

4 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ  

5 ሰነድ ጨረታ ካብ 28/03/2012ዓ/ም ክሳብ 13/04/2012 ዓ/ም ምዉሳድ ይክእሉ

6 ሳንዱቅ ጨረታ 14/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 37 02 32

ጨረታ መደብ

s