ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፣ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 17, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሕዳር 27, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ መስከረም 2012 ሒሳብ ዘፍለጠን
2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎን መቕረባይነት ዘሐደሰን
3 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ንናይ ሕትመት 1000 ንናይ ጋቢ 3000፣መሳርሒ ፅሕፈት3000 ስፔር ፓርት 3000
4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
5 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 16/04/2012 ልክዕ ሰዓት 9፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
6 ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ተጫረቲ ዋጋ ዘቅርብሉ በቲ ዝወፀ ዝርዝር ረቃሒ መሰረት ኮይኑ ካብ ዕለት 26/03/2012ዓ/ም ክሳብ 16/04/2012 ምቅራብ ይካኣል
7 እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን 45 መዓልትታት ይከዉን
8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0