ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 29, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 29, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 26, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ተጫረትቲ ኣብ ዝወፀ ናይ ጨረታ / Specification/ ምስራዝ አይካአልን

2 ነዚ ጨረታ ዝወዳደሩ ነጋዶ ነዚ ዓይነት ቀረብ ንካቅርቡ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን መለለይ ንግዲ ፍቃድ ቁፅሪን /ቲን ናምበር/ ዝሓዙ ጥራሕ ክኮኑ ኣለዎ

3 ቤ/ፅትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

4 እዚ ጨረታ ቅጥዒ ብዝግባእ መሊኡ ንዕለት 29/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ናብ ቤት ምክሪ ዘፈር ማሕበር ነጋዶ መቐለ ዘቕርብ ዝተዓሸገ ፖስታ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ጨረታ መደብ

s