ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 30, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 26, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2011ዓ/ም በበዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ ኮይኑ ኮፒ ገሩ ዘቅርብ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎ

3 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 25/03/2012ዓ/ም ክሳብ 29/03/2012

4 እቲ ጨረታ ዕለት 30/03/2012ሰዓት 4፡00 ይክፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 73 02 11

ጨረታ መደብ

s