ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ክልል ትግራይ 3ተ ናይ ፊልድ መኪና ክራይ ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ካብ 12-15መዓልታት ናብ ዝተፈለለዩ ዞባታት ንዝግበር መፅናዕቲ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ብተወሳኪ ቃለ መሕተት ዝሕግዛ ዲግታፎን /ድምፂ መረፂ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 26, 2012 5:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 26, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 24, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣መቕረባይነት ሰርትፊኬት ፣ ምስ ንግዲ ፍቃድ
2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/03/2012ዓ/ም ክሳብ 26/03/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ምዉሳድ ትክእሉ
3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/03/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡30 ታዓፅዩ በቲ ዕለት 8፡30 ኣብ ቤት ዕዮና ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599925 ምድዋል ይከኣል፡፡