ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ትግራይ ናይ መፅሓፍ መለለይ መንነትን ባጅን ግልጋሎት ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 25, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት
2 እዚ ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ 22/03/2012ዓ/ም ክሳብ 24/03/2012 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ካብ ኤጄንሲ ስታቲስቲክስ ሰነድ መሊኡ ናብቲ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ካይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ኤጄንሲ ኣታዊ ምስ ኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 24/03/2012 ድ/ሰዓት 09፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 09፡30 ይክፈት
3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54