ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ኮምፒተር ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 23, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 24, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 19, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ዘሐደሰ

2 ቲን ናምበር ዘለዎም

3 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ሰዓት

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 23/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 12 09 ወይ ናብ ህንፃ ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂ ቢሮ ቑፅሪ 115 ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅ ይካኣል

ጨረታ መደብ

s