ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 21, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 22, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 19, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ቲን ቁፅሪን መረዳአታ ከቅርቡ ኣሎዎም
2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/03/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/03/2012 ዓ/ም 11:30
3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 02/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይኽፈት
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418437 ምድዋል ይከኣል