ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቴክኖሎጂ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 23, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 23, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 19, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ዘቅርቡ
2እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18/03/2012ዓ/ም ክሳብ 22/03/2012ዓ/ም
3 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 22/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ሰዓት 11:30 እቲ ጨረታ ይኽፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-370592/0914-024310 ምድዋል ይከኣል።