ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓ/ዓዲ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 20, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 17, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ
2 እዋናዊ መቅረባነት ጀዘሀደሰ ቲን ናምበር ከቐርብ ዝክእል
3 ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ
4 እዚ ጨረታ ዕለት 17/03/2012 ክሳብ 20/03/2012ዓ/ም ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእለ
5 ተጫረቲ እቲ ዝተመለአ ሰነድ ካብ ሰዓት 4፡00 ክሳብ ሰዓት 4፡30 ኣብ መቀለ ቻምበር የረክቡ